ዝኾነ ይኹን ዜጋ ኣብ ጉዳይ ሃገሩ ዘይሻራዊ ክኸውን ኣይኽልን – ጥምረት ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹን ዜጋ ኣብ ጉዳይ ሃገሩ ዘይሻራዊ ክኸውን ኣይኽልን ክብል ጥምረት ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣፍሊጡ።
እቲ ጥምረት ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ዜጋታት፣ ኣቢያተ ክርስቲያናት፣ መሳጊድ፣ ኣቢያተ ትምህርቲን ጥዕናን እናተፈፀመ ዝርከብ መጥቃዕቲ ኮኒኖም።
ነዚ ዝፈፀሙ ኣካላት ዝምልከቶም ናይ ውሽጢ ሃገር፣ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብን ክፋላት ሲቪክ ማሕበረሰብን ክኹንኑዎ ከምዝግባእ እውን እቲ ጥምረት ሓቲቱ።
ብኣዲሱ ሙሉነህ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።