ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንተፈናቐልቲ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 385 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብወራሪ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ልዕሊ 385 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ።
ካብ መንጎ ዝተገበረ ሓፈሻዊ ድጋፍ እቲ 350 ሚሊየን ብር ብጥረ ገንዘብ ዝተበርከተ እንትኸውን፥ 35 ሚሊየንን 134 ሺሕን 128 ድማ ብዓይነት ዝተገበረ ድጋፍ ከመዝኾነ ተገሊፁ።
ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ እቲ ድጋፍ ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ኣረኪበን።
ብምንይችል ኣዘዘው
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።