Fana: At a Speed of Life!

ሓዱሽ ዓመት እስራኤልን ኢትዮጵያን ምኽንያት ብምግባር ንወፍሪ ህልውና መርሃ ግብሪ ድጋፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት እስራኤልን ኢትዮጵያን ምኽንያት ብምግባር ንወፍሪ ህልውና መርሃ ግብሪ ድጋፍ ኣብ ቴል ኣቪቭ  ተኻይዱ።

ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ኢትዮጵያዊያንን፣
ንሰላምን ድሕንነትን ከምኡውን ንዝተፈናቐሉ ወገንት ዝኸውን ድጋፍ ንምክኣድ ዘኽእል መርሃ ግብሪ ኢዮም አካይዶም።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣምበሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ረታ ዓለሙ፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ተወከልቲ ከተማ ፣ ካብ ዝተፈላለዩ  ከተማታት ዝተውፃእፅኡ  ኣባላት ጉጅለ ምትእኽኻብ እቶት ተሳቲፎም።

እቲ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ እቶት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ከምዝቕፅል ተገሊፁ።

ኣምባሳደር ረታ ዓለሙ፥ ሓዱሽ ዓመት ክልቲአን ሃገራት ዘኽበርናዮ ኣብዚ ሰሙን ስለዝኾነ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://wwwሓይሊ outube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.