Fana: At a Speed of Life!

titleሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ሰላም እትኾነሉን ሰናይ ነገራት እንሰምዐሉን ንክኸውን ንምነ-ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ሰላም እትኾነሉን ሰናይ ነገራት እንሰምዐሉን ንክኸውን ንምነ ክብሉ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ገሊፆም።

ኣብ ኣፍሪካ ሕብረትን ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ምክትል ቀዋሚ  መልእኽተኛ ኣምባሳደር ኢኖሰንት አሎማ ኢዌጆ፣  ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ቤልጂየም ኣምባሳደር ፍራንስዋ ዱሞንት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ቱርክ አኣምባሳደር ያፕራክ ኣልፕ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ህንዲ ኣምባሳደር ሽሪ ሮበርት ሼትኪንቶንግ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ፓኪስታን ኣምባሳደር ሾዛብ ኣባስን ኣብ ኢትዮጵያ ናይ እስራኤል ኣምባሳደር ኣለልኝ ኣድማሱ መልእኽቲ ሰናይትምኒት ኣመሓላሊፎም።

እቶም ኣምባሳደራት፥ “ሓዱሽ ዓመት ምስ ኢትዮጵያ ዘለና ክልቲኣወ ርክብ ዘተናኽር ክኸውን ኢዩ” ኢሎም።

ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ሰላም እትኾነሉን ሰናይ ነገራት እንሰምዐሉን ንክኸውን ንምነ ምባሎም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.