Fana: At a Speed of Life!

ሰናይ ምግባር ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት፣ ቦታን ጊዘን ንህይወት ወዲ ሰብ ዘድሊ ነገር ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጵጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሰናይ ምግባር ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት፣ ቦታን ጊዘን ንህይወት ወዲ ሰብ ዘድሊ ነገር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም “ ሰናይ ምግባር ቅንዕናን ምሃብን ዝሓዘ ኢዩ” ኢሎም።

ብተወሳኺ ሰናይ ምግባር ዝፍፅሙ ሰባት ዝበዝሑላ ሃገር መዕባለኣ ርሑቕ ኣይኸውንን ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.