Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ደብረ ብርሃን ብኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ደብረ ብርሃን ብኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዘሰልጠኖም 158 ተምሃሮ ቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ኣመሪቑ።

እቲ ዩኒቨርሲቲ ብ11 ዓይነታት ትምህርቲ ብስሩዕን ምሸታዊን መርሃ ግብሪ እናሰልጠኑ ዝነበሩ 158 ኢዩ ኣመሪቑ ዘሎ።

እቶም ተመረቕቲ ተምሃሮ ሃገር ናታቶም ሓገዝ ኣብ ትደልየሉ ኣብዚ ሰዓት ብምምራቖም ከምዝተሓጎሱ ብምግላፅ ሓላፍነቶም ንምውፃእ ድልዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም።

ብተመሳሳሊ ዜና ዩኒቨርሲቲ ቀብሪ ደሃር ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 821 ተምሃሮ ኣመሪቑ፡፡

ብኣፈወርቅ እያዩ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.