Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኮሎራዶ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝኸውን 100 ሺሕ ዶላር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነባርነቶም ኣብ ኣሜሪካ ኮሎራዶ ዝገበሩ ኣብ ኮሎራዶ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልዲ ኢትዮጵያውያንን ንግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝኸውን 100 ሺሕ ዶላር ሓገዝ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።

እቲ ሓገዝ ገንዘብ ካብ ዘሰናድኡዎም ዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ምትእኽኻብ ገንዘብ ዝተረኸበ ኢዩ ተባሂሉ፡፡

እቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልዲ ኢትዮጵያውያንን፥ ህንፀት እቲ ግድብ ሙሉእ ብሙሉእ ክሳብ ዝዛዘም ዝገብሩዎ ሓገዝ ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ምግለፆም ካብ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.