Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት ፌዴራል ፖሊስ፣ ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊትን ካልኦት ኣካላት ፀጥታን  ጁንታ ሒዙዎ ዝነበረ  ስትራቴጂክ ጎቦ ኣልቂቐምዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣባላት ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ፣ ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊትን ካልኦት ኣካላት ፀጥታን  ጁንታ ሒዙዎ ዝነበረ  ስትራቴጂክ ጎቦ ከምዘልቀቕዎ ተገሊፁ።

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዕጡቓት ንምድምሳስ ኣብ ወሎ ግንባር ዝወፈሩ ኣባላት ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ምስ ጀግና  ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊትን ካልኦት ኣካላት ፀጥታን ብምዃን ጁንታ ሒዙዎ ዝነበረ  ስትራቴጂክ ጎቦ ከምዘልቀቕዎ ናይ ኢትዮጵያ ፌዴራል ፖሊስ  ዳይሬክቶሬት ሰሜን ምክልኻል ገበን ዲቪዥን ኣርባዕተ ገሊፁ፡፡

እቶም አባላት ብምውዳድ ዘልቀቕዎ ቦታ ኣብ ደቡብ ወሎ ዞባ ወረባቦ ወረዳ ኣብ ጎሀ ጎቦን ከባቢኡን እንትኸውን÷ ኣብቲ ስፍራ መሺጉ ዝነበረ ዕጡቕ ግጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሰብኣዊን ቁሳዊን ክሳራ ከምዘጋጠሞ ተሓቢሩ።

እቲ ፀረ ህዝቢ ግብረ ራዕዲ ኣብ ዝበፅሖም ቦታታት ኩሎም ናይ ህዝብን መንግስቲን ሃብቲን ንብረትን ኣናዘረፈ ኣናቃፀለ ከምዝርከብ ተዘሪቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.