Fana: At a Speed of Life!

‘እንኳዕ ደስ በለና! 6 ክሳብ 7 ቢሊየን ፈልሲ ተኺልና ናይ  ሓምለዋይ ኣሰር ትልምና ኣዐዊትና” -ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ናይ ለሚ ዘበን መርሃግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር 6 ነጥቢ 7 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ኣፍሊጦም።

ስተዝኾነ ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ ብምሕላፍ 6 ክሳብ 7 ቢሊየን ፈልሲ ተኺልና ናይ  ሓምለዋይ ኣሰር ትልምና ኣዐዊትና ኢሎም።

በዚ ድማ ንኹሎም ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ደስ በለኩም ኢሎም።

ኣብ ኩሉ ዓውዲ ንኢትዮጵያ ንተግህ፣ ኣብ ኩሉ ዓውዲ ኢትዮጵያ ክተሸንፍ ኢያ ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.