Fana: At a Speed of Life!

ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ቤት ፅሕፈትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንተፈናቕቲ ዜጋታት ድጋፍ  ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣  29 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ቤት ፅሕፈትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣሸባሪ ህወሓት ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ንተፈናቕቲ ዜጋታት ድጋፍ  ገይሮም።

እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ኣብ ደቡብ ወሎ ዞባ ቃሉ ወረዳ ኣብ ዝርከቡ ኣብያተ  ትምህርቲ ተዓቑይቦም ዝርከቡ ወገናት ዕለታዊ ምግብን ናውቲን ድጋፍ ተገይሩሎም ክብል ግዜኢ ዘጊቡ።

ኣብቲ መዕቐቢ ብዙሓት ነፍሰ ፁራትን ሓራሳትን ሓዊሱ ደቂ ኣኒስቲዮ፣ ህፃናትን ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናትን ይርከቡ።

ብስንታየሁ መሀመድ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.