Fana: At a Speed of Life!

መሰረታዊ  ማእኸል መሰልጠኒ ወታደርነት ኮንቲጀንት ሁርሶ ዝሰልጠኑ ኣባላት የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ምኽባር ሰላም መሰረታዊ  ማእኸል መሰልጠኒ ወታደርነት ኮንቲጀንት ሁርሶ ዝሰልጠኑ ምልምል ኣባላት የመርቕ ኣሎ።

እቲ ቤት ትምህርቲ ምልምል ኣባላት ሰራዊት ብመሰረታዊ ወታደርነት እንተመርቕ ንመበል ሳልሳይ ግዚኡ ኢዩ።

ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ተውፃእፂኦም ብምስልጣን ሎሚ ዝምረቑ ምልምል ኣባላት ኣብ ፃንሒቶም ዘመናዊ ክልሰሓሳብ ብተግባር ዝተደገፈ ወታደራዊ ናይ ሙያ ትምህርቲ ዝተኸታተሉ ኢዮም ተባሂሉ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተረኺቦም።

 

ብቅድስት ተስፋዬ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.