Fana: At a Speed of Life!

ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ቀፅሪ ቴፒ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣካይዶም።

ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ኣብ ቀፅሪ ቴፒ ንመበል 13 ግዘ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 38 ተምሃሮኡ ፅባሕ ከምርቕ ኢዩ።

እቶም ተመረቕቲ ተምሃሮ ብኮሌጃት ኢንጂነሪንግ ቴክኖሎጂ፣ ስልሒት ተፈጥሮ ሳይንስን ቤት ትምህርቲ ኢንፎርማቲክን ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡

ብሃበነዮም ሲሳይ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.