Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሌላንድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሌላንድ ሙሴ ባሂ ዓብዲ ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ከባቢ ዶብ ዘሎ ጉዳይ ፀፅታን ኤምግሬሽንን ከምኡ እውን ልውውጥ ባህሊ ምዕባይ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ኣድሂቦም ዘቲዮም፡፡

ክልተ መዓልቲ ዕላዊ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ናብ ሶማሊ ላንድ ዝኣተዉ ኣምባሳደር ሬድዋን፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሶማሌላንድ ብምዃን ኮሪደር ወደብ በርበራ ከምዝጎብነዩ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.