Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ብሕልፈት ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ኣዚዩ ሃገሩ ዝፈቱን ንሃገሩ ካብ ልቡ ብምስራሕ ንቡዙሓት ከየንቲ ኣርኣያ ዝኾነን ኣለማየሁ እሸቴ ዓሪፉ ሰሚዐ ኣዚየ ሓዚነ” ኢሎም።

እቶም ስራሕቱ ንኢትዮጵያ ክብ እናበሉ ከምዝነብሩ እውን ገሊፆም።

“ንኢትዮጵይ ዝሰርሐ የዕርፍ እምበር ኣይመውትን” ክብሉ ኣብ መልእኽቶም ገሊፆም።

ብተመሳሳሊ ዜና ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ብሕልፈት ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.