Fana: At a Speed of Life!

ናይ ፌደራል ዋና ኦዲተር ንመከላከያ ሰራዊት ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር  ድጋፍ ገይሩ 

 

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሐሴ 27፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ፌደራል ዋና ኦዲተር ንመከላከያ ሰራዊት ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር  ድጋፍ ገይሩ።

ምክትል ዋና ኦዲተር ወይዘሮ መሰረት ዳምጤ ኣብ ሓይሊ ምድሪ ብምርካብ እቲ ድጋፍ ንሚኒስትር ዴኤታ ምክልኻል ወይዘሮ ማርታ ሊዊጂ ኣበርኪተን።

ምክትል ዋና ኦዲተር ወይዘሮ መሰረት፥ መከላከያ ሰራዊት ነቲ ግብረ ራዕዲ ንምድምሳስ መስዋዕትነት ይኸፍል ኣሎ ኢለን።

ስለዝኾነ “ንሕና ድማ ብእንኽእሎ ዓቕሚ ድጋፍ ብምግባር ይግበአና” ኢለን።

ብመሰረት እዚ ሰራሕተኛታት ፌደራል ዋና ኦዲተር ከብ ደመወዞም ብምውፃእ  ንመከላከያ ሰራዊት ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር  ድጋፍ ከምዝገበሩ ተዛሪበን ክብል ግዜኢ ፀባፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.