Fana: At a Speed of Life!

ወራር ግብረ ራዕዲ ኢትዮጵያውያን ብሓባር ንክለዓሉ ገይሩ ኢዩ-ኣፈ ጉባኤ ኣደም ፋራህ 

ኣዲስ ኣበባ፣  27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወራርን መጥቃዕቲን ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ኢትዮጵያውያን ካብ ጫፍ ክሳብ ጫፍ ብሓባር ንክለዓሉ ገይሩ ኢዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።

ናይ ኣምሓራን ቅማንትን ህዝብታት ዘበናት ዘቑፀረ ሕውነት ብፅንፈኛታትነእ ፀረ ኢትዮጵያን ሓይሊታት ኣይብረዝን ብዝብል መሪሕ ቃል ሎሚ መ፡ኣልቲ ኣብ ጎንደር ህዝባዊ ዘተ ተኻይዱ።

ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ እቶም ኣፈ ጉባኤ፥ ወራርን መጥቃዕቲን ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ኢትዮጵያውያን ካብ ጫፍ ክሳብ ጫፍ ብሓባር ንክለዓሉ ገይሩ ኢዩ ኢሎም።

ናይ ጎንደርን ከባቢኡን ህዝብታት ኣብ ግንባር ንዝተሰለፈ  መከላከያ ሰራዊትን ካልኦት ሓይሊታት ፀፅታን ደጀንነቶም ከምዘረጋገፁ ተዛሪቦም።

ኣብቲ ጦርነት ወገን ብዙሕ ዓወታት መዝግብ ከምዘሎ ድማ ሓቢሮም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.