Fana: At a Speed of Life!

ንሓሙሽተ መዓልቲ ዝፀንሕ ኣዋጅ ምህለላ ፆምን ፀሎትን ተኣዊጁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ሃገር ለኸ ኣዋጅ ፆምን ፀሎትን ከምዝተኣወጀ ኣፍሊጡ።

እቲ ምህለላ ፆምን ፀሎትን፥ ካብ 1 ክሳብ 5 ጳጉሜን 2013 ዓ.ም ንተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልቲታት ከምዝፀንሕ ምግላፁ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.