Fana: At a Speed of Life!

ሰራሕተኛታት ትካል ኣቕራቢ ነዳዲ ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 5 ሚኢታዊ ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ትካል ኣቕራቢ ነዳዲ ንሰራዊት ምክልኻል መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም ኣካይዶም።

ካብ ልገሳ ደም ብተወሳኺ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ኣወፊዮም፡፡

“ካብና ትፅቢት ዝግበር ሓላፍነት እናተዋፃና ሓገዝና ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና” ክብሉ ዋና መካየዲ ስራሕ ትካል ኣቕራቢ ነዳዲ ኣይተ ታደሰ ሃይለማርያም ምግላፆም ኢቢሲ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.