Fana: At a Speed of Life!

ስርዓት ስልጠና ሰልጠንቲ ንህይወትን ስራሕን ዘሰናድእ ክኸውን ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 21 ክፍለ ዘመን ፅሬት ክእለት፣ ትምህርትና ሥልጠናን ዘድሃበ መድረክ ይሳለጥ ኣሎ፡፡

ኣብቲ መድረኽ መተሓባበሪ ፕሮጀክት ኣድራ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ኣይተ ብስራት ኣበራ ከምዝገለፁዎ፥ ዓለምና ቅልጡፍ ብዝኾነ ጉዕዝኾነ ለውጢ ስለዝኾነት ኣብ ጉዕዞ ለውጢ ሓቢርካ ንምቕፃል ዝወሃብ ስርዓት ስልጠና ንዘበኑ ዝምጥን ምግባር የድሊ፡፡

ስለዝኾነ ድማ ቅልጡፍን ተለዋዋጢን ኣብ ዝኾነ ዓለም ስርዓት ትምህርቲ ስልጠና ቴክኒክን ሞያን ሰርተፊኬት ዘለዎም ዘይኮነስ ንህይወትን ስራሕን ዝተዳለዉ ዜጋታት ዘፍሪ ክኸውን ኣለዎ ምባሎም ካብ ኤጀንሲ ቴክኒክን ሞያን ፌዴራል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.