Fana: At a Speed of Life!

ኣብ በርሃሌ መንገዲ ኣስፋልት ብሞርታር ንምቑራፅ ዝተገበረ ፈተነ ብጀጋኑ ዓፋር ፈሺሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዳሎል ንምቁፅፃር መንገዲ ኣስፋልት ብከቢድ መሳርሒ ወቒዑ ንምቑራፅ ዝገበሮ ፈተነ ፈሺሉ።

እቲ ጉጅለ መዓድናት ናብ ዝርከቡሉ ዳሉል ንምግስጋስ በርሃሌ ንምቁፅፃር መንገዲ ኣስፓልት ብከቢድ መሳርሒ ወቒዑ ንምቑራፅ ዝገበሮ ፈተነ ጀጋኑ ዓፋር መኪቶም ንዓወት በቒዖም።

ንኢትዮጵያ ነብሶም ዝህቡ ዘይተዘመረሎም ጀጋኑ ዓፋር ኣብ በርሃሌ ታሪኽ ሰሪሖም።

ብጌታሰው የሽዋስ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.