Fana: At a Speed of Life!

ሓዱሽ ፍኖተ ካርታ ትምህርቲ ሓፈሻዊ ክፍተታት ዓውዲ ትምህርቲ ተሓሳቢ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣  26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ፍኖተ ካርታ ትምህርቲ ሓፈሻዊ ክፍተታት ዓውዲ ትምህርቲ ተሓሳቢ ዝገበረ ኢዩ ከበል ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር ትምህረቲ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ፥ ነቲ ከፍተታት ዝመልእን ኣብ መፅናዕቲ ዝተደረኸን ከምዝኾነ ሓቢሮም።

እቲ ሓዱሽ ስርዓተ ትምህረቲ ንምቕራፅ ኣብ ዝተገበረ መፅናዕቲ ፅርየት ትምህርቲ፣ ግብረ ገብነት ተምሃሮ፣ ሰርዓት ትምህርቲን ምስ ኢኮኖሚን ዘይ ምጥዕዓመን ዓውዲ ትምህርቲ ብቴክኖሎጂ ዘይ ምዝማኑን እቲ መፅናዕቲ ዘርኣዮም ክፍተታት ከምዝኸኾኑ ተገሊፁ።

ስለዝኾነ እቶም ክፍተታት ዝመልእ ከምዝኾነ ኢዮም እቶም ሚኒስትር ተዛሪቦም።

ኣብ መፅናዕቲን ምድላውን እቲ ሓዱሽ ፍኖተ ካርታ ነባራት ዩንቨርስቲታትን ለዕሊ 200 ምሁራንን ምስታፎም ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.