Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሶማሌ፣ ሃረሪን ደቡብ ክልላትን ንዝካየድ ምርጫ ምዝገባ መረፅቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣  26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሌ፣ ሃረሪን ደቡብ ክልላትን 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ንዝካየድ ምርጫ ምዝገባ መረፅቲ ተጀሚሩ።

ኣብ ከይዲ እቲ ምዝገባ ብዝተርኣዩ ጉድለታት፣ ብዝቐረቡ ኣቤቱታታትን ፀገማት ፀፅታን ምኽኒያት 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ምርጫ ዘይተኻየደሎም ከባቢታት ምህላዎም ይፍለጥ።

ብመሰረት እዚ እቶም ከባቢታት 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ድምፂ ንክወሀበሎም ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ዕላዊ ገይሩ ኢዩ።

ነዚ ስዒቡ ኣብ ሶማሌ፣ ሃረሪን ደቡብ ክልላትን ንዝካየድ ምርጫ ምዝገባ መረፅቲ ምጅማሩ ካብቲ ቦርድ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.