Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 31 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 31 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ።

ምምሕዳር እቲ ከተማ ሀዝቢ ብምትሕብባር 28 ሚሊየን ብር፣ ለዕሊ 3 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ናውቲ ኢዩ ድጋፍ ገይሩ።

ኣብቲ ስነ ሰርዓት ርኽክብ ዝተረኸቡ ሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ ነበርቲ ንመከላከያ ሰራዊት ነዝገበርዎ ድጋፍ ኣመስጊኖም።

ዘግበር ድጋፍ ሀልውና ሃገር ንምቕፃል ዝዓለመ በምኻኑ ኩሉ ዜጋ ኣብ ጎኒ መከላከያ ደው ንክበል ፃውዒት ኣቕሪቦም።

ብቅድስት ተስፋዬ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.