Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ 7 ሺሕ ኣቢያተ ትምህርቲ ብኽፋልን ብሙሉእን ዓኒዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝኸፈቶ ኲናት ምኽንያት ኣብ ትግራይ 7 ሺሕ ኣቢያተ ትምህርቲ ብኽፋልን ሙሉእ ብሙሉእን ከምዝዓነዉ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ።

እዚ ዝተገለፀ ሃገር ለኸ ሓፈሻዊ ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ትምህርቲ እናተሳለጠ ኣብ ዝርከበሉ እዋን ኢዩ።

ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ፥ ኣብ ትግራይ ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ተምሃሮን ልዕሊ 48 ሺሕ መምህራንን በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ካብ ስርዓት ትምህርቲ ወፃኢ ከምዝኾኑ ገሊፆም።

ካብዚ ሓሊፉ ድማ ተምሃሮ ናብ ኲናት እናእተወ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.