Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ራዕዲ ህወሓት መናእሰይ ኣገዲዱ እናወደአ ምዃኑ ኣብ ግምባር ማይፀብሪ ኢዶም ዝሃቡ ኣባላት እቲ ጉጅለ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት መናእሰይ ኣገዲዱ ናብ ኲናት ብምእታው እናወደኦም ምዃኑ ኣብ ግምባር ማይፀብሪ ኢዶም ዝሃቡ ኣባላት እቲ ጉጅለ ተዛሪቦም።

እቲ ግብረ ራዕዲ እንተወሓደ ካብ ሕድሕድ ስድራ ክልተ ኣባላት ናብ ኲናት ብግዲ ንኸኣትዉ እናገበረ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡

ዝኾነ ይኹን ወታደራዊ ስልጠና እንተይወሰዱ ዝተፈላለዩ ተተኮስቲ ንምሽካምን ቁሱላት ንምግልጋልን ብዝብል ናብ ኲናት ከኣትዉ ከምዝተገቡ እውን ተዛሪቦም፡፡

ኢዶም ምስ ሃቡ ብሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ክንክን እናተገበረሎም ከምዝኾነ እውን ገሊፆም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.