Fana: At a Speed of Life!

ናይ ዓፋር ክልል ቤት ምኽሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ሰኑይ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ዓፋር ክልል ቤት ምኽሪ መበል 11 ስሩዕ ጉባኤኡ ሰኑይ ኣብ ሰመራ ከካይድ ኢዩ

ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ አሚና ሴኮ፥ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ኣብ ዝካየድ ጉባኤ ዝኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምድሃብ ዘተ ክግበር ኢዩ ኢለን።

ኣብቲ ጉባኤ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2013 ዓ.ም በምቕራብ ዘተ ከምዘግበረሉ ተዛሪበነ።

ብተወሳኺ ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ጉዳያት ብምድሃብ ዘተ ብምግባር ቀፀልቲ መፍትሒ ሓሳባት ከምዘርእይ እተን ኣፈጉባኤ ገሊፀን ከብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.