Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ልኡል ስዑዲ ዓረብ ብስልኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ልኡል ስዑዲዓረብ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ምክልኻል እታ ሃገርን ሞሃመድ ቢን ሳልማን ቢን ኣብዱልኣዚዝ  ብስልኪ ተዛቲዮም።

እቶም መራሕቲ ኣብ ክልቲኣዊን ናይ ሓባር ጉዳያትን ምልዛቦም ጋዜጣ ስዑዲ ፀብፂቡ።

ልኡል ስዑዲ፥ ምዕባለ ህዝቢ ኢትዮጵያን ዕውቱነት ቀዳማይ ሚኒስትርን ተመኒዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.