Fana: At a Speed of Life!

ናይ እዚ ደቡብ ኣባላት ስታፍ ሰራዊት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ክፋል ኢትዮጵያ ልኡኽቶኦም እናተዋፅኡ ዝርከቡ ናይ እዚ ደቡብ ኣባላት ስታፍ ሰራዊት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡

እቲ እዚ ኣብ ሰሜን ክፍሊ እታ ሃገር ዘሎ ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ንምድምሳስ እናኸፈለ ዝርከብ ናይ ህይወት ዋጋ ንዓወት ንኽበቅዕ ብዙሓት ስራሕቲ ሓገዝ እናሳለጠ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡

ክፋል ናይቲ ሰራዊት ኣብ ዝተዋፈረሉ ወፍሪ ደቂ ኣቦ ስራሕቲ ግብረ ራዕዲ ዝኾኑ ሸኔን ህወሓትን ከገብሩዎ ዝሓስቡ እኩይ ተግባር ኣብ ምፍሻል ከምዝርከቡ ኣብቲ ዘተ ተሓቢሩ፡፡

መተሓባበሪ ስታፍ ኢቲ እዚ ኮሎኔል ግርማ ኣየለ፥ ሰራዊትና ብሰሜን ኢትዮጵያ ዝመፅ ፀላኢ ወራሪ ሓይሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝግበኦ ብመሃብ ታሪኽ ዘይርሰዖ ስራሕ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡

ኣብ ደቡብ ክፋል እታ ሃገር እዋናዊ ግቡኣት እናተዋፀአ ዝርከብ ክፋል ሰራዊት እውን ኣብቲ ቀጠና ክፍጠሩ ዝርከቡ ስግኣታት ኣቐዲሙ ብምርዳእን ነቲ ፀገም ዝምጥን ጥንኩር ውዳበ ብምዝርጋሕ ዘዕግቡ ተግባራት እናተተግበሩ ይርከቡ ምባሎም ካብ ፌስቡክ ገፅ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.