Fana: At a Speed of Life!

“ኢትዮጵያን ፅዕንቶ ሃገራት ወፃኢን ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን” ብዝብል ምድላው ተኻይዱ

 

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያን ፅዕንቶ ሃገራት ወፃኢን ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን” ብዝብል ምድላው ኣብ ብሄራዊ ቴኣትር  ተኻይዱ።

ኣብቲ ምድላው ነባራት ምሁራን ዝተፈላለዩ መነቓቕሒ  ንግግራትን ፅሑፋት አቕሪቦም።

ብተወሳኸዒ መግዒተት፣ ግጥሚታትን  ሃገራዊ ሙዚቃታትን ኣብቲ ምድላው ከምዝቐረቡ ካብ መከላከያ ሰራዊት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.