Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ጀማል በክር ምስ ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ልምዓትን ባህሬን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ኣምባሳደር ጀማል በክር ምስ ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ልምዓትን ባህሬን ጀሜል ቢን መሓመድ ኣል ሁሜዳን ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘጠናኽ ጉዳያት ምዝታዮም ተገሊፁ፡፡

ኣምባሳደር ጀማል ኣብዚ እዋን፥ መንግስቲ ባህሬን ኣብ ሃገሮም ንዝነብሩ ኢትዮጵያውያን እናገበሮ ዝርከብ ኩለመዳይ ሓገዝን ምትሕብባርን ንኢዶም፡፡

ምስዚ ተተሓሒዙ ኣብ ባህሬን ሕጋዊ ምውፋር ስራሕ ሓይሊ ሰብ ንኽህሉ ቅድሚ ሕዚ ዝተለዋውጥናዮም ስምምዓት ምውፋር ሰራሕተኛታት ናብ ተግባር ኣብ ዝእተወሉ ኩነታት ምዝታዮም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቓል ሚነስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.