Fana: At a Speed of Life!

መምህራንን ሰራሕተኛታት ምምሕዳርን ዩንቨርስቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣  17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መምህራንን ሰራሕተኛታት ምምሕዳርን ዩንቨርስቲ ኣርባምንጭ  ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ገይሮም።

እቶም ሰራሕተኛታት፥ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምድሓን ሀይወቱ እንትስውእ ንሕና እውን ብእንኽእሎ ኣብ ጎኑ ክንከውን ይገባእ ኢሎም።

በዚ ድማ ናይ ሓደ ወርሒ ደመዎዞም ድጋፍ ገይሮም።

ብተወሳኺ ናይ ደም ልገሳ መርሃ ግብሪ ከምዝተኻየደ ምክትል ፕሬዚዳንት ጉዳያት ምምሕዳር እቲ ዩንቨርስቲ ዶክተር መልካሙ ማዳ ተዛሪቦም።

እቲ ዩንቨርስቲ ኣብ ቀፃሊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣብ ዝግበር ምንቅስቓስ ብምስታፍ ንመከላከያ ሰራዊት ዘለዎ ኣጋርነት ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ተባሂሉ።

ብታሪክነሽ ሴታ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.