Fana: At a Speed of Life!

“ካብ ኣቦታትና ዝተረከብናያ ሃገር ሉዓላዊነታ ንምቕፃል ክንቃለስ ኢና” ምልምል ደቂ ኣኒስቲዮ ኣባላት ሰራዊት

ኣዲስ ኣበባ፣   17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ካብ ናይ ቀደም ኣቦታትና ዝተረከብናያ ሃገር ሉዓላዊነታ ንምቕፃል ናይ ህይወት መስዋእትነት ብምኽፋል ክንቃለስ ኢና” ክብላ ኣብ  ጦላይ መሰልጠኒ ማዕኸል መሰረታዊ ናይ ውትድርና ስልጠና ዘርከባ ምልምል ኣባላት ደቂ ኣኒስቲዮ ገሊፀን።

ንግዜኢ ሓሳበን ዝሃባ እተን ምልምል ደቂ ኣኒስቲዮ ኣባላት ሰራዊት፥ ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊት ፍፁም ኢትዮጵያዊነት ዘንፀባረቐሉ ትካል ኢዩ ኢለን።

በዚ ድማ ንሃገር ልኡላውነትን ናይ ህዝቢ ሰላምን ንምሕላው መስዋእትነት ንምኽፋል ድልዋት ንክኾና ከምዝገበረን ገሊፀን።

እተን ኣባላት ኣብ ዝሃብኡ ረእይቶ፥ ኢትዮጵያ ንዘበናት ሉዓላዊነታ ተኸቢሩ ዝፀንሐ ታሪክ ናይ ዘለዎም ህዝብታት ሃገር ኢያ ኢለን።

ናይ ሐዚ ትውልዲ ናይ ኣቦታት ቃል ኪዳን ሓደራ ብምርካብ ንቐፃሊ ትውልዲ ዝሓሸት ኢትዮጵያ ከረክብ ትፅቢት ከምዝግበረሉ ተዛሪበነ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.