Fana: At a Speed of Life!

ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 12 ነጋሰ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 18 ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ።

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መዕፀዊ ውድድር፥ ኢትዮጵያ ብ800 ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ፣ ብ1500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ፣ 3000 ሜትሮ መሰናኽል ደቂ ኣንስቲዮ፣ 4 X 400 ሜትሮ ሪሌ ደቂ ኣንስትዮ፣ ከምትካፈል ካብ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.