Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዓለም ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ብ800 ሜትረ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ኣያል ሜዳልያ ወርቂ ኣሸኒፋ

ኣዲስ ኣበባ፣  15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዓለም ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት ብ800 ሜትረ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ኣያል ሜዳልያ ወርቂ ኣሸኒፋ።

ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ኣብ ዝካይድ ዘሎ እቲ ውድድር ኣትሌት ኣያል ዳኛቸው ብ2:02.96 ብዝኾነ ሰዓት ቀዳመይቲ ብምውፅኣ ኢያ እቲ መዳሊያ ንሃገራ ኣመዝጊባ።

ብ1500 ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ዝተሳተፉ ኣትሌት ወገኔ ሰብስቤ ብ3:37.86 ብዝኾነ  ሰዓት ከልኣይ ፣ ኣትሌት መልኬነህ ኣዘዘ ብ3:40.22 ብዝኾነ ሰዓት ሳልሳይ ብምውፃእ ኢትዮጵያ ነይ ብሩርን ነሓስን ሜዳልያተት ከምዝረኸበት ኣትሌቲክስ ፌዴሬሽን ኣፍሊጡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.