Fana: At a Speed of Life!

ንህዳሰ ግድብ ካብ ኣሜሪካ ናይ ኢትዮጵያ ዳያስፖራ ኣባላት ልዕሊ 1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዳሰ ግድብ ካብ ኣሜሪካ ናይ ኢትዮጵያ ዳያስፖራ ኣባላት 1 ነጥቢ 757 ሚሊየን ዶላር ተኣኪቡ።

በዓል ሙሉእ ስልጣን አምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኣይተ ፍጹም አረጋ÷ እቲ ዝተኣከበ ገንዘብ ኣብ ባንኪ ሒሳብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣታዊ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ንሳልሳይ ግዘ ከምዝተአከበ ዝገለፁ እቶም አምባሳደር ካብ ኣባላት ዳያስፖራ ነቲ ግድብ ዝእከብ ገንዘብ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሓቢሮም።

ናይ ኤሌክትሪክ ሓይሊ ምስፍሕፋሕ ምስ ቅልጡፍ ዕብየት ሃገር ዝተኣሳሰረ ኢዩ እውን ኢሎም።

ስለዝኾነ ህዳሰ ግድብ እውን ብባዕሉ ብምትእምማን ፀልማትን ድኽነትን ንምስዓር ናይ ዝቀለሰ ህዝቢ ገድል ብምዃን እንትዝከር ክነብር ኢዩ  ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ገሊፆም።
ወቅታዊ፣ትኩስ እና የተሟሉ መረጃዎችን ለማግኘት፡-

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.