Fana: At a Speed of Life!

ደባርቕ ዩኒቨርስቲ 875 ተምሃሮ ኣመሪቑ ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደባርቕ ዩኒቨርስቲ ንካልኣይ ግዘ ብስሩዕ መርሃ ግብዲ ዘሰልጠኖም 875 ተምሃሮ ብቐዳማይ ዲግሪ ኣመሪቑ። ፕሬዝዳንት እቲ ዩኒቨርስቲ ዶክተር ጀጃው ደማሙ፥ ተመረቕቲ ተምሃሮ በዝተፈላለዩ ፀገማት ከይተበዳህኹም ንምረቓ ምብቃዕኹም እንኳዕ ደስ በለኩም ኢሎም። ኣብቲ ዩንቨርስቲ ዘኻዕበትዎ ፍልጠት ጠንኪሮም ብምስራሕ ንዕብየትን ምዕባለን ሃገር ከውዕልዎ ከምዝግባእ እወን ተዛሪቦም። ኣብዚ ሐዚ እዋን ሃገር ንምፍራስ መስ ውሽጢን ደገን ዝቀነባበር ዘሎ ሴራ ንምፍሻል ዝተሓባበረ ቅልፅም ኣድላዪ ስለዝኾነ እቶም ተመረቕቲ ድርብ ሓላፍነት ከምዘለዎም ሓቢሮም። ፍልፍል:- አሚኮ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ! ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኣዲስ ኣበባ ፣  15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደባርቕ ዩኒቨርስቲ ንካልኣይ ግዘ ብስሩዕ መርሃ ግብዲ ዘሰልጠኖም 875 ተምሃሮ ብቐዳማይ ዲግሪ ኣመሪቑ።

ፕሬዝዳንት እቲ ዩኒቨርስቲ ዶክተር ጀጃው ደማሙ፥ ተመረቕቲ ተምሃሮ በዝተፈላለዩ ፀገማት ከይተበዳህኹም ንምረቓ ምብቃዕኹም እንኳዕ ደስ በለኩም ኢሎም።

ኣብቲ ዩንቨርስቲ ዘኻዕበትዎ ፍልጠት ጠንኪሮም ብምስራሕ ንዕብየትን ምዕባለን ሃገር ከውዕልዎ ከምዝግባእ እወን ተዛሪቦም።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ሃገር ንምፍራስ መስ ውሽጢን ደገን ዝቀነባበር ዘሎ ሴራ ንምፍሻል ዝተሓባበረ ቅልፅም ኣድላዪ ስለዝኾነ እቶም ተመረቕቲ ድርብ ሓላፍነት ከምዘለዎም ሓቢሮም።

ፍልፍል:- አሚኮ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.