Fana: At a Speed of Life!

ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ልዕሊ 376 ሺሕ ዜጋታት ድጋፍ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሃሴ 13፣ 2013 (ኤፍ ቢ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ልዕሊ 376 ሺሕ ዜጋታት ድጋፍ ይግበር ኣሎ ክብል ናይ ብሄራዊ ሓደጋ ስግኣት ኣመራርሓ ስራሕ ኮሚሽን ኣፍሊጡ።

ምስ ፋና ብሮድካስቲነግ ኮርፖሬታ ፃንሒት ዝገበሩ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣይተ ምትኩ ካሳ÷ እቶም ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ብኣሸባሪ ህወሓት ዝተፈናቐሉ ዜጋታት ቁፅሮም ብልዑል ኩነታት ይውስኽ ኣሎ ኢሎም።

ነዚኦም ምግብን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑን ድጋፋት ይግበረሎም ከምዘሎ እውን ተዛሪቦም።

ዓለም ለኸ ትካላት ተራድኦ ግን ብዝድለ ልክዕ ድጋፍ ኣብ ምግባር ውሱንነት ከምዘሎ ተዛሪቦም እቶም ኮሚሽነር።

ብሃይለየሱስ መኮነን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.