Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ  ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 18 ትሕቲ 20 ዓመት ናይ ዓለም ናይ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ኢትዮጵያ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ  ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ።

እቲ ሜዳሊያ ብኣትሌት ታደሰ ወርቁዝተረኸበ እንትኸውን፥ ብኻሊእ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ኣዲሱ ይሁኔ ድማ መበል ራብዓይ ደረጃ ከምዝረኸበት ካብ ኣትሌቲክስ ፌዴሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.