Fana: At a Speed of Life!

ኣፍሪካውያን ኣብ ኣፀጋሚ እዋን ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ምስላፍኩም ነመስግን-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን እትድግፉ ዘለኹም  ኣፍሪካውያን የሕዋትን ኣሓትን፣ መራሕቲን ምሁራንን ኣብጎንና ደው ብምባልኩም ነመስግን ክብሉ ቀዳማይ   ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

ልክዕ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ታሪካዊ ቃልሲታት ውሽጢ ምስ ካልኦት ጎኒ ደው ከምዝበለት   ኢትዮጵያ ኣብ ዘጋጠማ ኣፀጋሚ እዋን ናትኩም  ኣጋርነት ወሳኒ ኢዩ ኢሎም፡፡

ኣፍሪካ ብሓድነት ክተሸንፍ ኢያ ክብሉ እውን ኣብ ትዊተር ገፆም መልእኽቶም ኣስፊሮም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.