Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ንሰራዊት ምክልኻል ስንቂ ኣዳሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓታትን ዋና ቤት ዕዮን ተፀዋዕቲ ትካላትን ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ንሰራዊት ምክልኻል ስንቂ ኣዳሊዮም።

ኣብቲ ምድላው ስንቂ ዝተረኸባ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው፥ ኣብ ቀፃሊ ክሳብ ግምባር ብምኻድ ንሰራዊት ምክልኻል ስንቂ ናይ ምቕባል ሓገዝ ከምዝቕፅል ኣፍሊጠን፡፡

ከምኡ እውን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ደው ብምባል ኩልና ናይ ባዕልና ግደ ክንዋፃእ ይግባእ ምባለን ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.