Fana: At a Speed of Life!

ጋሸና ናፃ ወፂኣ – ሓጋዚ ኮሚሽነር ቢሰጥ ጌታሁን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታዉ ሸሊኹ ኣብ ዝኣተወሉ ከባቢ ጋሸና ስዕረት ተጎልቢቡ ከምዝተደምሰሰ ሓጋዚ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊሰስ ክልል ኣምሓራ ቢሰጥ ጌታሁን አረጋጊፆም።

ሰራዊት ምክልኻል እዚ ደቡብን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ብዝገበሩዎ ቅልጡፍ ኦፕሬሽን ዓወት ከምዝተረኸበ ተረጋጊፁ፡፡

እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ካብ ኣርባዕተ ወረዳታት ሰሜን ወሎ ተፀራሪጉ ከምዝወፅአ እቶም ሓጋዚ ኮሚሽነር ገሊፆም፡፡

ብኣፈወርቅ እያዩን ለይኩን ዓለምን ካብ ግንባር

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.