Fana: At a Speed of Life!

ክልል ኦሮሚያ ኦነግ ሸኔ ንምውጋዝ ዓሊሞም ሰልፊ ንዘካየዱ ነበርቲ ምስግና ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣  12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኦነግ ሸኔ ንምውጋዝ ዓሊሞም ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታትን ዞባታትን ሰልፊ ንዘካየዱ ነበርቲ ምስግና ኣቕሪቡ።

ነባሪ ናይ ኦነግ ሸኔ ናይ ጥፍኣት ተግባርን ክፉእ ኣተሓሳስባን ብምግንዛብ እኹል ዝግጅት ብምግባር ምውጋዙ፥ ብስለት ፖለቲክኡ ልዑል ብርኪ ከመዝበፅሐ ዘርእይ ኢዩ ኢሉ ኣብቲ መግለፂ።

ብተወሳኺ ከባቢኡ ካብ ፀላኢ ንምሕላው ዘለዎ ምድላው ዘርእን ዘረጋግፅን ከምዝኾነ ሓቢሩ።

ስለዝኾነ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ኣወዳድባ መንግስቲን እቲ ሰልፊ ንክዕወት ንዘበርከትዎ ኣስተዋፅኦ ምስጋና ኣቕሪቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.