Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ሰሜን ዝኣተዉ ምልምል ሰልጠንቲ ህወሓት ንምድምሳስ ዘኽእል ኩለመዳያዊ ብቕዓት ኣብ ምፍጣር ኣለዉ-ኮ/ል ደጀኔ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ሰሜን ዝኣተዉ ምልምል ሰልጠንቲ ህወሓት ንምድምሳስ ዘኽእል ኩለመዳያዊ ብቕዓት ኣብ ምፍጣር ኣለዉ ክብሉ ናይቲ ማእኸል ዋና ኣዛዚ ኮሎኔል ደጀኔ ፀጋዬ ገሊፆም።

እቶም ምልምል ሰልጠንቲ ኣብቲ ማእኸል ዝወሃቦም ዝተፈላለየ ስልጠናታት ብልዑል ሞራልን ፅኑዕ ብዝኾነ ሃገራዊ ፍቕሪን ይከታተሉ ከምዘለዉ ገሊፆም።

ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሃት ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዘሴረ እኩይ ተግባር ንምምካት ካብ ዝኾነ ይኹን ግዘ ንላዕሊ ከምዝተዘጋጀዉ ገሊፆም።

እቶም ዋና ኣዛዚ ናይ ኢትዮጵያ ህዝቢ ኣብ ዝኾነ ይኹን ሰዓት ንሃገሩ ወታደር ምዃን ከምዝኽእል ዘርኣየሉ ፅቡቕ ኣጋጣሚ ከምዝኾነ ኣዘኻኺሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.