Fana: At a Speed of Life!

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ኣብ ደባርቕ ንዝርከቡ ተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ቅርንጫፍ ጎንደር ናይ ህወሓት ጉጅለ ራዕዲ ብዝፈፀሞ ወረራ ተፈናቒሎም ኣብ ደባርቕ ንዝርከቡ ዜጋታት ናይ ምግብን ናውቲታትን ድጋፍ ገይሩ።

ኣተሓባባሪ እቲ ቅርንጫፍ ኣቶ ኣታለል ታረቀኝ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥ እቶም ድጋፍ ዝተገበረሎም ካብ ማይጸብሪን አዲ አርቃይን ከባቢታት ዝተፈናቐሉ ኢዮም።

ነቶም ተፈናቐልቲ 8 ቦንዳ ኣልባሳት፣ ሓይሊ ወሃብቲ ብስኩታትን 980 ናይ ማይ መቕድሒ ጄሪካናትን ኢዩ ተዋሂቡዎም።

ብተወሳኺ  10 ሺሕ ናይ ክዳን መሕፀቢ ሳሙና  ድጋፍ ከመዝተገበረ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.