Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ቱርክ፣ ኣንካራ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ቱርክ፣ ኣንካራ ኣምሪሖም።
 
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብታ ሃገር ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ምስ ፕሬዚደንት ረሲፕ ታይፕ ኤርዶጋንን ክራኸቡ ኢዮም።
 
እቶም መራሕቲ ኣብ ከልቲኣዊን ቀጣናዊ ናይ ሓባር ናይ ትኹረት ጉዳያት ብምድሃብ ክዛተዩ ኢዮም ዘብል ትፅቢት ኣሎ ክብል ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.