Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፍሎሪዳ ግዝኣት ልዕሊ 69ሺሕ ናይ ኣሜሪካ ዶላር  ድጋፍ ንተፈናቐልቲ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍሎሪዳ ግዝኣት ልዕሊ 69ሺሕ ናይ ኣሜሪካ ዶላር  ድጋፍ ንተፈናቐልቲ ተኣኪቡ።

እቶም ኣብቲ ከባቢ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ንዝገበርዎ ደገፍ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ፍጹም አረጋ አመስጊኖም።

ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያን ንምእካብ ዝሓዝዎ ትልሚ 100 ሺሕ ዶላር ከምዘዐውቱ ዘለዎም እምነት ምግላፆም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.