Fana: At a Speed of Life!

ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ በረድ ሓዊሱ ብምኽኒያት ዝዘነበ ዝናብ ክሳብ ሐዚ 7 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ በረድ ሓዊሱ ብምኽኒያት ዝዘነበ ዝናብ ክሳብ ሐዚ 7 ሰባት ህይወቶም ከመዝሰኣኑ ተረጋጊፁ።

ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ አዳነች አቤቤ በምኽኒያት እቲ ውሑጅ ኣብ ለዕሊ ሰብን ነብረትን ዘጋጠመ ጉድኣት ሎሚ ንጎሆ ተዘዋዊረን ተዓዚበን።

ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ብምኳን ኣብቶም ከባቢታት ዑደት ዘካየዳ ወይዘሮ አዳነች አቤቤ፥ ንተጎዳእቲ ከምዘፅናዕናዓ አዲስ ሚዲያ ኔትወርክ ዘጊቡ።

ጉድኣት ዝበፅሖም ወገናት ናብ ሆስፒታል ናይ ምውሳድን ካልኦት ነብሲ ኣድሕን ስራሕቲን ተጠናኺሮም ይቕፅሉ ከምዘለዉ እውን ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.