Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ዘሎ ናይ ሰብኣዊ ድጋፍ ከይዲ ተገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ብሄራዊ ህፁፅ ግዘ ተግባራት መተሓባበሪ ማእኸል ናይ ሚኒስቴራት ኮሚቴ ኣብ ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ዘሎ ናይ ሰብኣዊ ድጋፍ ከይዲ ገምጊሙ።

ክሳብ ሐዚ ዕለታዊ ሓገዝ ንምቕራብ፣ ናት ጥዕና ትካላት ንምጥንኻርን ካልኦት ኣድላዪ ድጋፋት ንምስላጥን ዝተፈፀሙ ተግባራት ገምጊሙ ኣብ ቀፃሊ ደገፍ ዝበለፀ ብምጥንኻር፣ ብምድርጃው፣ ብዝተቐናጀወን ሰብ ብፅሒት ኣካላት ብዘሳተፈ ኣከባብ ተግባራዊ ዝኾነሉ ኣንፈት ከምዝተቐመጠ ካብ ሰላም ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመልክት።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.