Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ምስ ተወከልቲ ዓለም ለኻዊ ጥምረት ንኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ዶ/ር ፍጹም አሰፋ ኣብ ቀረባ ኣገለግሎት ቴሌኮም ንምርካብ ፍቓድ ምስ ዝረኸበ  ተወከልቲ ዓለም ለኻዊ ጥምረት ንኢትዮጵያ ተዛቲየን።

ዶክተር ፍጹም፥ ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዓውዲ ውልቀ ብዛዕባ ዝተለመቶ ናይ ምምሕያሽ ስጉምቲ መብርሂ ሂበን።

ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ኣብ ዘዘጋጀዎ ትልሚ 10 ዓመት ኣብ ኢንቨስትመንት፣ ፈጠራ ዕድል ስራሕ፣ ቴክኖሎጂን ካልኦት ዓውዲታትን ንምስኻዕ ዝተተለሙ ውጥናት ዘልዓላ እንትኾና፥ እቲ ትልሚ ምስ ዓውዲ ውለቀ ኣንፃር ዘቐመጦን መንግስቲ ኣብ ግሊ ዘርፊ ዘለዎ ናይ ልምዓት ትልሚን ኣንፈትን ብዝምልከት ተዛሪበን።

ብተወሳኺ እቶም ተወከልቲ ኣብ ዘቕረብዎም ካልኦት ሕቶታት መብርሂ ሂበነ።

እቶም ተወከልቲ በቲ ዝቐረበሎም መብርሂ ኣንፈት መንግስቲ ንምርዳእን ኢትዮጵያ ካብቲ ዘርፊ ትፅቢት እትገብሮ ንምፍላጥ ፅቡቕ ዕድል ዝፈጠረሎም ከምዝኾነ ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.