Fana: At a Speed of Life!

ዩ ኤስ ኤይድ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ንዝተመዛበሉ 136 ሺሕ ዜጋታት ዝኸውን ሓገዝ ምግቢ ምልኣኽ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩ ኤስ ኤይድ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ንዝተመዛበሉ ልዕሊ 136 ሺሕ ዜጋታት ዝኸውን ሓገዝ ምግቢ ምልኣኽ ጀሚሩ።

እቲ ትካል ኣብ ቀፃሊ ኣብ ክልቲአን ክልላት ንዝተመዛበሉ 340 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ ምግቢ ንምቕራብ እናሰርሐ ከምዝኾነ ካብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.